null Skip to main content

✨ Buy more, save 5% Ends

Ona and Besik-Dira ዖናን በስክዲራን

Ona and Besik-Dira ዖናን በስክዲራን

$31.02
(No reviews yet) Write a Review
Physical book delivery

Shipping calculated at checkout.

Estimated delivery
Adding to cart… The item has been added
Product Details
Author:
Netsereab Azazi
Publisher:
Hdri Publishing
Publication Date:
Dec 01, 2024
Number of pages:
552 pages
Binding:
Paperback or Softback
ISBN-10:
9994801805
ISBN-13:
9789994801800

Overview

"ዖናን በሰክዲራን ህልቒት ዓድታት ሰንሒት 1970-71"ዛንታታት ተመኩሮ ገድሊ ቅጺ 11ድሕር'ቲ ኣዛዚ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ጀነራል ተሾመ እርገቱ ብ21 ሕዳር 1970 ኣብ መገዲ ኣስመራ ከረን ኣብ ባልዋ ብድብያ ተጋደልቲ ምቕታሉ፡ ክሳብ ፈለማ ለካቲት 1971፡ ኣብ ብዙሓት ዓድታት ሰንሒት ኣዝዩ ኣሰቓቒ ግፍዒ ተፈጺሙ። በቲ ብቕትለት ጀነራል ተሾመ ዝያዳ ዝተጋደደ መንግስታዊ ናይ ግፍዒ ፖሊሲ ኣብ ዖና፡ በሲኪዲራ፡ ገለብ፡ ደብረሲና፡ ሃብረንጋቓን ካልኦት ዓድታትን ብጠቕላላ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሰለማዊ ህዝቢ ሃሊቑ። በዚ ምኽንያት'ዚ ኣብ ብዙሕ ኩርናዓት ዓለም ዝነብሩ ኤርትራውያን ኣንጻር ግዝኣት ኢትዮጵያ ሰፊሕ ተቓዉሞ ኣርእዮም። እዛ ኣብ ቅጽታት ዛንታታት ተሞኩሮ ገድሊ መበል 11 ቅጺ ዝኾነት " ዖናን በስክዲራን፡ ህልቂት ዓድታት ሰንሒት 1970-71'' እምበኣር ከም መቐጸልታ ኣብ'ዚ ቅጽታት'ዚ ብ2017 ከም ቕጺ 8 ዝተሓትመት "ግፍዒ"፣ ነቲ ሽዑ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ዝወረደ ኣሰቃቒ ህልቂት ብልሳን'ቶም ግፉዓት ብዝርዝር መዝጊባቶ'ላ። እዛ መጽሓፍ'ዚኣ፡ ካብ ውጻእ መዓት፡ ስድራቤት ግዳያትን ናይ ዓይኒ መሰኻክርን እናተቐንዘዉ ኣብ ዘቕረቡዎ ምስክርነት ዝተመስረተት'ያ።


  • | Author: Netsereab Azazi
  • | Publisher: Hdri Publishing
  • | Publication Date: Dec 01, 2024
  • | Number of Pages: 552 pages
  • | Binding: Paperback or Softback
  • | ISBN-10: 9994801805
  • | ISBN-13: 9789994801800

Reviews

0 Reviews

Write a Review

No reviews yet.

Share your experience and help another reader choose their next book.

Discover your next great book

Get new releases, reader favourites, and special offers delivered to your inbox.