ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ካብ ማቲ&#484

Hdri Publishing
SKU:
9789994800094
|
ISBN13:
9789994800094
$31.01
(No reviews yet)
Usually Ships in 24hrs
Current Stock:
Estimated Delivery by: | Fastest delivery by:
Adding to cart… The item has been added
Buy ebook
"ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ - ካብ ማቲየንሶ ክሳብ ተድላ"፡መቐጸልታ ናይቲ "ኣይንፈላለ፡ ኤርትራ 1941-1950" ብዝብል ኣርእስቲ፡ ብሰነ 2001 ብኣሕተምቲ ሕድሪ ተሓቲሙ ዝተዘርግሐ ጽሑፍ ኢዩ። ኣብጊዜ ብረታዊ ቓልሲ፡ ማለት ኣብ 1987-1988፡ ክፍሊ ፖለቲካዊ ምንቕቓሕህ.ግ.ሓ.ኤ፡ "ምምሕዳር ብሪጣንያ ኣብ ኤርትራ"ን፡ "መድርኽ ፈደረሽንንጐበጣ ኤርትራ ብኢትዮጵያን" ዝብላ ጽሑፋት ኣሕቲሙ ነይሩ። ሽዑ ዝነበረ ሕጽረት ሓበሬታን ውሱንነት ዓቕምን እተን ጽሑፋት ተማሊአን ንኽቐርባኣየኽኣለን። "ኣይንፈላለ"ን እዚ ናይ ሕጂ ጽሑፍ ብዛዕባ ቐዳማይ ክፋል መድርኽ ፈደረሽንን፡ ነቲ ናይ'ቲ እዋን ሕጽረታት ኣማሊኡ ከቕርብ ፈቲኑኣሎ።ኣብ መእተዊ ናይ "ኣይንፈላለ" ብሰፊሑ ተገሊጹ ከም ዘሎ፡ ሓቀኛ ታሪኽኤርትራ ካብ ሰነዳት ናይቶም በብጊዜኡ ዝገዝኡዋ ወገናትን ካልኦት ናይደገ ተዓዘብትን ጥራይ ክግለጽ ዘይክኣል'ዩ። ታሪኽ ኤርትራ ብኤርትራውያንዝስራሕ ክነሱ ግን፡ ማዕረ'ቲ ናይ ገዛእቲ ሰነዳት ክሰርዖ ብዝኽእል ኣገባብከይተሰነደ ስለ ዝጸንሐ፡ ብዛዕብኡ ክጽሕፍ ዝብገስ ሰብ ብዙሕ ከም ዝጻገምክፍለጥ ይግባእ። ካብኡ ናብኡ፡ እቲ ኣብ "ኣይንፈላለ" ሰፊሩ ዘሎ ናይ1940'ታት ታሪኽ'ኳ ይሓይሽን ገለ ምንጭታት ይርከበሉን እምበር፡ እቲናይ እዋን ፈደረሽን ፍጻመታት ግን፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኮነ ኢሉ ሰነዳትስለ ዘጥፍአን ናብ ኢትዮጵያ ስለ ዘግዓዘን፡ ብሓበሬታ ዝደኸየ ኢዩ።


  • | Author: Alemseged Tesfay
  • | Publisher: Hdri Publishing
  • | Publication Date: Jan 02, 2023
  • | Number of Pages: 452 pages
  • | Binding: Paperback or Softback
  • | ISBN-10: 9994800094
  • | ISBN-13: 9789994800094
Author:
Alemseged Tesfay
Publisher:
Hdri Publishing
Publication Date:
Jan 02, 2023
Number of pages:
452 pages
Binding:
Paperback or Softback
ISBN-10:
9994800094
ISBN-13:
9789994800094