ድልዱል መሰረት - ኣብ ስነ-ስርዓትን ዕላማ&#4

Independently published
SKU:
9798285308072
|
ISBN13:
9798285308072
$13.20
(No reviews yet)
Condition:
New
Usually Ships in 24hrs
Current Stock:
Estimated Delivery by: | Fastest delivery by:
Adding to cart… The item has been added
Buy ebook
እዛ መጽሓፍ እዚኣ ካብ 4 ክሳብ 8 ዓመት ዝዕድሚኦም ቖልዑ ስነ-ስርዓት (Self-discipline) ንኸማዕብሉ ንምሕጋዝ ዝተዳለወት እያ- እዚ ድማ ንመላእ ህይወቶም ዝዕውት መሰረታዊ ክእለት እዩ። ብውህደት ግብራዊ ልምድታት፡ ጥዑይ ባህርያት ንምህናጽ ምልምማድን መንፈሳዊ መምርሕን ኣቢሎም፡ ቖልዑ ከመይ ጌሮም ቅኑዕ (ጥበባዊ) ምርጫታት ከም ዝገብሩ ትሕግዝ። ከምኡ ኸኣ ስምዒታቶም ከመይ ከም ዝቘጻጸሩን ኣወንታዊ ልምድታት ከም ዝሃንጹን ክመሃሩ እዮም። እቲ ሰሙናዊ ትምህርቲ ኣብ ክርስትያናዊ ክብርታት ዝተሰረተ ኮይኑ፡ ስድራቤታት ንኽልቲኦም ንኣምላኽን ንፍሉይ ዓቕሚ ናይቲ ቕልዑን ብዘኽብር መንገዲ ዕብየት ንምሕብሓብ ዝሕግዙ መሳርሒታት ትህብ።ዕላማታት እዛ መጽሓፍ፤ቖልዑ ተግሳጽ (ስነ-ስርዓት) እንታይ ምዃኑን፡ ስለምንታይ ኣገዳሲ ምዃኑን ንኽርድኡ ምሕጋዝ።ኣወንታዊ ልምዲታት ምኽታል፣ ምስማዕን ዕማማት ምውዳእን ዝኣመሰሉ መሰረታዊ ልምድታት ምህናጽ።ስምዒታዊ ውሳኔታት ምቁጽጻር፡ ትዕግስቲ፡ ሓላፍነትን ምክብባርን ምምዕባል።ብዛዕባ ርእሰ-ምግታእን ተኣዛዝነትን ዚምልከት ምስ ዕድመ ዚሰማማዕ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘለዎ መንፈሳዊ መሰረት ምንባብ።


  • | Author: ምሉ ሓጎስ
  • | Publisher: Independently Published
  • | Publication Date: May 25, 2025
  • | Number of Pages: 00082 pages
  • | Binding: Paperback or Softback
  • | ISBN-10: NA
  • | ISBN-13: 9798285308072
Author:
Publisher:
Independently Published
Publication Date:
May 25, 2025
Number of pages:
00082 pages
Binding:
Paperback or Softback
ISBN-10:
NA
ISBN-13:
9798285308072