ሓንሳእ ድሒንካ፡ ኩሉ ሳዕ ድሒንካ፧ - ONCE SAVED, ALWAY

Anchor Recordings Ltd
SKU:
9781913472825
|
ISBN13:
9781913472825
$16.30
(No reviews yet)
Usually Ships in 24hrs
Current Stock:
Estimated Delivery by: | Fastest delivery by:
Adding to cart… The item has been added
Buy ebook
ርዳኢት ናይ ዝበዝሑ ወንጌላውያን፡ ሓደ ሰብ ሓንሳእ ንክርስቶስ ከም መድሓኒ ምስ ተቐበሎ፡ ምድሓኑ ዉሑስ እዩ፡ ዝብል እዩ። እዚ ርድኢት ቃል ኣምላኻዊ ድዩ? ሓንሳእ ምስ ደሓንኩ ኩሉ ሳዕ ድሒነ እየ ኢልካ ምሕሳብ ቅኑዕ ድዩ?ዴቪድ ፓውሶን፡ ኣብዛ መጽሓፉ፡ ነዚ ሕቶ፡ ን ቃል ኣምላኽ፡ ትምህርታት ናይ ከም በዓል ኣውጉስቲን፡ ማርቲን ሉተር፡ ወስሊ ዝኣመሰሉ ኣብ ታሪኽ ቤተክርስትያን ብዙሕ ጽልዋ ዘለዎም መምሃራን፡ ከምኡ ውን ወንጌላውያን ርድኢታት ብዛዕባ ጸጋን ጽድቅን፡ መለኮታዊ ልኡላውነት ኣምላኽን ሓላፍነት ናይ ሰብን ብዕምቆት ብምጽናዕ ይምርምር። ኣብቲ ግደ ርስቲ ቅዱሳን ወራሲ ንምዃን፡ ድሕሪ ዳግም ምውላድ፡ ካልእ ዘድሊ ነገር ኣሎ ድዩ፧ ኢሉ ድማ ይሓትት። እዛ መጽሓፍ፡ እቲ 'ሓንሳእ ድሒንካ፡ ኩሉ ሳዕ ድሒንካ' ዝብል ርድኢት፡ ቃል ኣምላኽ ዝህቦ ውሕስነት ድዩ፡ ወይስ ናይ ሰብ ግጉይ ኣተሓሳስባ ዘንቀሎ ውሕስነት እዩ፡ ንምውሳን ትሕግዝ መጽሓፍ እያ። መልሲ ናይዚ ሕቶ፡ ኣብ ቅዲ ናብራና ከም ክርስትያናትን፡ ንኻልኦት ከመይ ጌርና ደቀ መዛሙርቲ ክርስቶስ ንገብርን፡ መሰረታዊ ጽልዋ ኣለዎ።


  • | Author:  ፓውሶን Pawson
  • | Publisher: Anchor Recordings Ltd
  • | Publication Date: Apr 12, 2024
  • | Number of Pages: 234 pages
  • | Binding: Paperback or Softback
  • | ISBN-10: 1913472825
  • | ISBN-13: 9781913472825
Author:
 ፓ
Publisher:
Anchor Recordings Ltd
Publication Date:
Apr 12, 2024
Number of pages:
234 pages
Binding:
Paperback or Softback
ISBN-10:
1913472825
ISBN-13:
9781913472825