ደቂ ዛግራ (Deki Zagra): እኩብ ግጥምታት (Collected poems)
Independently published
ISBN13:
9798367616514
$16.37
ኣብ ሃገርና ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ዝተፈላለዩ ኩርንዓት ኣቶኪራ ብመልክዕ እኩብ ግጥምታት ዝተጻሕፈት ደቂ ዛግራ ዘርእስታ ሓዳስ መጽሓፍ ኣብ ዕዳጋ ተዘርጊሓ ኣላ። እዛ ብፍሉይ ቅድን ፈጠራን ዝተዳለወት መጽሓፍ ልዑል ናይ ምዝንጋዕ ትሕዝቶ ዝሓዘት ኮይና፡ ሓሳባት ኣብ ምክፋል፡ ስምዒታት ኣብ ምግላጽ፡ ዝተፈላለዩ ውስጠዘታት ስእሊ ኣብ ምፍጣር፡ ልዑል ተራ ከም ትጻወት እምንቶና'ዩ'ሞ፡ ብዝያዳ ዓዲግኩም ከተስተማቕርዋ ብኣኽብሮት ንዕድም።ብዘይካ ካብ ኣማዞን ካብ ኣመሪካ፡ ካናዳን ኤውሮፓን ዘለዉ ኣከፋፈልትና ክትረኽብዋ ከምእትኽእሉ'ውን ብትሕትና ክንሕብረኩም ንፈቱ።ኣከፋፈልቲUSA = +16784719868UK = +447478147047CANADA = +1587429396SWITZERLAND = +41789466744 +41764168276NORWAY = +4797388276ITALY = +393886203197GERMANY = +4915214385994BELGIUNM= +32471897703
- | Author: Simon Teklay
- | Publisher: Independently Published
- | Publication Date: Dec 03, 2022
- | Number of Pages: 144 pages
- | Binding: Paperback or Softback
- | ISBN-13: 9798367616514
- Author:
- Simon Teklay
- Publisher:
- Independently Published
- Publication Date:
- Dec 03, 2022
- Number of pages:
- 144 pages
- Binding:
- Paperback or Softback
- ISBN-13:
- 9798367616514